እንቋዕ ናብ ደብረ ሰላም ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን መርበብ ሓበሬታ ብ ሰላም መጻኹም !

እዚ ናይ ተዋህዶ ደብረ ሰላም ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን መርበብ ሓበሪታ እዩ፡፡ ክቡራት ተኻታተልትና ነዚ መርበብ ሓብሬታ ደገፍኩም ብ ምሓብ ተሓባበሩና፡፡ ድጋፍኩም፣ ሓገዝኩም ኣይፈለየና፡፡ ነቲ ትገብሩልና ምትሕግጋዝን፣ ምትሕብባርን ብስም ኪዳነ ምሕረት ነመስግን፡፡ ኣምላኽ ቤተ ክርስቲያና፣ ሃይማኖትና ይባርኽ!! ኣሜን!!
ነዚ ናይ ደብረ ሰላም ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን መርበብ ሓበሬታ ፣ ሓሳብኩም ብምሓብ ክትድግፉና ፣ ክትትሓባበሩና ንላቦ፡፡
እዚ ናይ ተዋህዶ ደብረ ሰላም ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን መርበብ ሓበሪታ እዩ፡፡ ክቡራት ተኻታተልትና ነዚ መርበብ ሓብሬታ ደገፍኩም ብ ምሓብ ተሓባበሩና፡፡ ድጋፍኩም፣ ሓገዝኩም ኣይፈለየና፡፡ ነቲ ትገብሩልና ምትሕግጋዝን፣ ምትሕብባርን ብስም ኪዳነ ምሕረት ነመስግን፡፡ ኣምላኽ ቤተ ክርስቲያና፣ ሃይማኖትና ይባርኽ!! ኣሜን!!
ደብረ ሰላም ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ኣብ 2017 ዓመተ ምሕረት ኣብ ፍራክፉርት ተመስሪቱ፡፡ ሰንበት ሰንበት ድማ ቀጻሊ ሙሉእ ናይ ተዋህዶ ብቃላዋዲ ስርዓት ኣገልግሎታ ትሕብ፡፡
If you prefer a list of your latest posts to be displayed on your homepage, you should go to your Settings and choose “Your latest posts” as homepage option.
Have fun!